ሓጻር ሓሳብ ኣብ ሓንቲ ጉዳይ ትግራይ ብዘርእሰናይ ኣለምሰገድ (ንሓሳባትኩም – hantitigray@gmail.com ሕዳር 11 2016) ኣብ ስልጣን ዘሎ መን እዩ? ኣብ
ሓፃር ሓሳብ ኣብ ሓንቲ ጉዳይ ትግራይ ሚስጥርን ትርጉምን ቲዲኤፍ ኲይናት በላዒ ሰብን መጥፍኢ ኹሉን እዩ። ንወላዲ ብዘይ ዉሉድ፣ ንዉሉዳት ብዘይ ወለዲ ዘትርፍ፣
ንድፈ ሓሳብ ትካላውነት ብዝሕ ዝበሉ ትካላውነት ዝቓንዩ ናይ ኣተሓሳስባ ኣስኳላት ዋላ’ኳ እንተሃለዉ እቶም ብንድፈ-ሓሳብ ዓብለልቲ ዝኾኑ ሰለስተ ስነ-ማሕበረ-ሰባዊ ትካላውነት፣ ምኽንያታዊ ምርጫን
ዳንኤል ተኽሉ ረዳ (ዶር.) ኣብዚ ፅሑፍ፣ ኣልዒለዮ ኣብ ዘለኹ ዛዕባ፣“ተጋሩ” ዝብል ቃል ብኽልተ መዳዩ ኣብ ረብሓ ውዒሉ ኣሎ። ተጋሩ፥ ብገፊሑ ኣብ ዘበነ
ሕዚ ዘለናሉ መድረኽ ዕድል ነጥቢ መቐይሮ ንዝላ ዝጠልብ እዩ። መድረኽ ነጥቢ መቐይሮ ንዝላ ክንብል እንተለና ክልተ መሰረታዊ ባህሪያት የማልእ። እቲ ሓደ እታ
ብዘርእሰናይ ኣለምሰገድ
ባህጊ ዝበሃል ሓደ ውልቀ ሰብ ወይ ማሕበረሰብ ብዛዕባ ውለቃዊ ወይ ማሕበሰባዊ ምዕባለኡ ንቀፃሊ እዋን ንክኾኖ ወይ ንክኽወነሉ ዘደልዮ ወይ ዝትምነዮ ብሓሳብ ዝገልፀሉ
ኣብዚ እዋን እዚ ከም ተጋሩ ሓድነትና ሰጢሙ ናብ ሓደ ኣንፈት ክንተምም ዝገብረና ጉዳይ ህላወ ንፅረት ኣብ ብሄራዊ ዕላማ እዩ። ህላወ ንፅረት ኣብ
ትግራይ፡ ህልው ኩነታትን ቀፅሊ ኣንፈትን ብ ጌታቸው ኣረጋዊ መእተዊ ታሪኽ ትግራይን ተጋሩን ታሪኽ ስልጣነ፣ ውድቀትን ቁልቅለትን፣ ቃልስን መኸተን፣ ዓወተን መመሊስካ ዕንክሊልልን እዩ።