መልኽተ ውራይና፡ ውራይና ከም ብሓዱሽ ንምጅማርን ንምምዕባልን

መልኽተ ውራይና፡ ውራይና ከም ብሓዱሽ ንምጅማርን ንምምዕባልን

ከም ተጋሩ ዘርኢ ምፅናትት እዩ ተኣዊጁናን ተኻይዱናን። ከከም ኩነታትቱ ዝለዋዋጥ ተለዋዋጣይ ባህሪ ዘለዎ ሽም ንምሃብ ዘፀግም ገፀ ባህሪ ዝተላበሰ ክኾን ይኽእል እዩ፣ ግን ዘርኢ ምፅናት እዩ። ዝተፈላለዩ ኣቀራርባ ሜላታት እናተጠቐመ ናይ ሚድያ ፕሮፖጋንዳ ኣምሪሑ እዩ...

Read more

ኣብ ስልጣን ዘሎ መን እዩ?

ሓጻር ሓሳብ ኣብ ሓንቲ ጉዳይ ትግራይ ብዘርእሰናይ ኣለምሰገድ                                     (ንሓሳባትኩም - hantitigray@gmail.com ሕዳር 11 2016) ኣብ ስልጣን ዘሎ መን እዩ? ኣብ ስልጣን ዘሎ መን እዩ? ብመንከ ይቃነ? ተሓታትነትን ኣሳታፍነትን ዝምዕብል እዚ ሕቶ እዚ ብግቡእ...

Read more
ትግራዋይ መንነት?

ትግራዋይ መንነት?

ተጋዳላይ ተኽለብርሃን ወ/ኣረጋይ (ዶ/ር፣ ሜ/ጀነራል)መበገሲ ሓሳብትግራዋይነት እንታይ እዩ? መቦቆሉ ካበይ እዩ? ናበይ ገፁኸ የምርሕ ኣሎ? በየናይ መንፊታዊ መዐቀኒ ንምዝኖ? ብተግባር ከመይ ንገልፆ? ሓቂን ሓሶትን ከመይ ንፈልጥ? ስርወ መሰረቱ እንታይ እዩ? ዝብሉ ናይ ፍልስፍና ሕቶታት ኣልዒልካ...

Read more
ጋሻ ዉራይና

ጋሻ ዉራይና

ውራይና፦ ብዛዕባ ኩነታት ትምህርቲ ኣብ ዓድና፡ ብፍላይ ድማ ብዛዕባ ምርግጋፅ ፅሬት ትምህርቲ ኢና ክነዋግዕ እሞ፤ ቅድሚ ናብ ዝርዝር ሕቶታተይ ምእታወይ፡ ትምህርቲ እንታይ እዩ? ፅሬት ትምህርቲ ክንብል ከለና ኸ? ዝብል ሓፈሻዊ ነገር እንተገለፅካ ብኡ ንምጅማር? ኣማረ ኣስገዶም (ዶ/ር)፦ እቲ ሐዚ ኣብ ዓድና ዘሎ ናይ ትምህርቲ ኩነታት ብሓደ ገፁ ከትሪኦ ከለኻ...

Read more
ግጥምታት ሓው ስላስ ኮረንቲ

ግጥምታት ሓው ስላስ ኮረንቲ

1. ምእንታን ከይመውት ሰራዊት ሞት ይምፃእ ፍጡራት ዘሰካሕክሕ፣ ስጋ በይና አትሪፉ እስትንፋስ ዝገንሕ፣ ኣይዕጅበንን፣ ሜላታት ይምህዝ ይትንኩል ይጎርሕ፣ ምእንታን ከይመውት ሞይተ እየ ዝፀንሕ፡፡ 2. ፎቶኺ መፅየ ከይነግረኪ ሰኢነ አድራሻኺ፣ እንተዘይ ጥዒሙኪ ዋላ ብተልኣኺ፣ አሕፂብኪ ውሰዲ...

Read more