በለስ ብምሕዋዩ ዝሓሙ ኣለዉ ድዮም?

 ኮቸነል ዝብሃል ደቂቕ ሓሰኻ፤ እታዎት ኢንዳስትሪ ዝኸውን ፍርያት ከምዘለዎ ኣብ ግንዛበ ካብ ዝኣቱ ዘመናት ዘቑፀረ እዩ። ብፍላይ ኣብታ መበቆል ተኽሊ በለስ እትብሃል ሜክሲኮ ከምኡውን ፔሩ ፤ ፍርያት ኮቸነል ከም ዓብይ ንግዲ ንኣውሮፓን ኤስያን 

...

ኣቤል ጉዕሽ (ጋዜጠኛ)

መእተዊ

ብጋዜጠኛ፣ ደራስን ዳይሬክተርን ብርሃነ ንጉሰ ዝተሰርሐ ኣብ ሓቀኛ ታሪክ ዝተመርኮሰ ፊልም “ቤዛ” ኣብ ትግራይ ከተመ መቐለ ኣደራሽ ሓወልቲ ሰማእታት ብዕለት 15 ሰነ 2008 ዓ/ም ከምዝተመረቐ ይፍለጥ። እዚ ፊልም እዙይ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራልን ውድብ ህወሓትን ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ኣዲስ

...