Home / ፖለቲካ

ፖለቲካ

ሕቶ ብሄር(ተኝነት) ኣብ ዘበናዊት ኢትዮጵያ – ግደ ተጋሩ ኣብ ምምላስ እቲ ሕቶ

(ብጌታቸው አረጋዊ) ድሕረ-ባይታ ከይዲ ምስረታ ሃገርነት ወይ መንግስትነት ( ኣብ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ መላእ ዓለም ) ኣብ ከይዲ ጐንፂ ገዛእን ተገዛእን ፣ላዕለዋይን ታሕተዋይን፣ ግብሪ መኽፈልን ከፋሊን ፣’ዓብላልን ተዓብላልን፣ ኣነ፡ ኣነ እባ ኣብ ዝብል ህልኽ ብኡ ልክዕ ግዝኣት  ናይ ምስፍሕፋሕን ሓይልኻ ምጥንኻርን ዘሎ ምስሕሓባት ዝፍጠር ወሰን ምኽላልንምጥያሽ መሓውራዊ ተዋረድ ዘለዎ …

Read More »