Home / ማሕበራዊ

ማሕበራዊ

ትግራዋይ መንነት?

መበገሲ ሓሳብ ትግራዋይነት እንታይ እዩ? መቦቆሉ ካበይ እዩ? ናበይ ገፁኸ የምርሕ ኣሎ? በየናይ መንፊታዊ መዐቀኒ ንምዝኖ? ብተግባር ከመይ ንገልፆ? ሓቂን ሓሶትን ከመይ ንፈልጥ? ስርወ መሰረቱ እንታይ እዩ? ዝብሉ ናይ ፍልስፍና ሕቶታት ኣልዒልካ መልሲ ምእላሽ መሰረት ስልጣነና ዝኾነ መንነትና ኣለሊና ንቕድሚት ክንምርሽ ካብ ዘኽእሉና ናይ ኩሎም ፃዕሪታት እቲ ዝዓበየ ርእሰደብሪ ጉዳያት …

Read More »

ፅፈት ኣጠቓቕማ ቓላት ትግርኛ፡ ገምጋማዊ ፅሑፍ

ለኣከ መኮነን ተስፋይ   መእተዊ      እዛ ፅሕፍቲ ብዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ክፍሊ ትምህርቲ ስነ-ፅሑፍ ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ጥሪ 2009 ዓ.ም. ንኽካየድ ተገይሩ ብዝነበረ ፃውዒት ዋዕላን መፅናዕታዊ ፅሑፍን ዘዳለኹዋ እያ ነይራ፡፡ እቲ ዋዕላ ብምምሕዳራዊ ዓንቀፍቀፋት ከም ዝተሰረዘ ተገሊፁ ብድሕሪኡ ምትራፉን ከምሓዱሽ ምክያዱን ሓበሬታ የብለይን፡፡ እታ ሽዑ ኣዳልየያ ዝነበርኩ ፅሕፍቲ ዳርጋ ከም …

Read More »

ሓለዋ ሕድሪ ታሪክ እንታይ ንግበር?

ሓለዋ ሕድሪ ታሪክ እቲ መንነቱ ካበይ ከምዝጅምርን ከመይ ከምዝተሃነፀን ዝግደስ ዜጋ ነቶም ብወለዱ ዝተሰርሑ ቅያታትን ሰብ ታሪኽ ዝኾኑ ሕሉፋት ንክዝክርን ንክፈልጥን፣ ታሪኮም ካብ ወላዲ ናብ ውሉድ ብሕልፍ፣ ዝወረሶም ቅስታት ንከናኸን፣ ክሕልው፣ ኣጉሊሁ ናብ ወለዶ ከመሓላልፍ ንምዕባለ ወዲሰብ ዘበርክቶ ብፅሒት ከምዝፍለጥ ክገብርን፣ እቲ ዝነብረሉ ከባቢ ብዘይብርሰትን ብኽነትን አማዕቢሉ ክውርስ፣ ክፃሓፈሉን ክፍለጥን …

Read More »