Home / መፅሄት-ዉራይና

መፅሄት-ዉራይና

መፃኢ ዕድል ትግራይ ናበይ?

ጌታቸው ኣረጋዊ መእተዊ ካብ መፈጠር ሰብ ጀሚሩ ሰብ ክነብረሉ ዝጀመረ እዩ ትግራይ ማለት። ብኽልቲኡ እምነትን ቅቡልነትን ናይ ሰብ ኣፈጥጥራ (ስነ-ፍጥረትን ስነ-ፍልቀትን) እቲ ዘሎ ታሪኽ እዚ ሓቂ እዙይ እዩ ዝነግረና። እሞ ሰብ ንኣሽሓት ዘበናት ኣብዝነበረሉ ናብርኡ ንምምሕያሽን ሂወቱ ንምንባርን ምስ ተፈጥሮን ምስ ባዕሉን ኣብ ዝገብሮ ግድል ዝተፈላልዩ ምህዞን ጥበብን ተጠቒሙ ስልጣነታት …

Read More »

መልእኽተ ውራይና

ዝኸበርኩም ፈተውቲ ዓድኹም፣ ተገደስቲ ቋንቋ ትግርኛን ስነ ፅሑፍን፣ ተገደስቲ ምህላው መሰል ሓሳብካ ብነፃ ምግላፅ፣ ተገደስቲ ኩለ መዳይ ዉራይ ትግራይን ህዝባን….መብዛሕትኹም ከም እትርድእዎ ኣብ ትግራይ ውልቀ ሚድያ ብዘይ ምህላው፣ ሰብ ዝደለዮ ሓሳብ ብነፃ ንምሽርሻር ከይፅገም ካብ ዝብል ተበግሶ ‘ውራይና’ እትብል ወርሓዊት መፂሄት እናዳለና ንኣስታት ክልተ ዓመት ዘሊቕና። ብዙሕ ዋጋ ዝኸፈልናሉን ዓንያ …

Read More »