Home / መዘናግዒ

መዘናግዒ

መፃኢት ትግራይ! ወግዒ ገሬን ሰሌን

(ገሬን ሰሌን ኣዕርኽቲ እዮም። ገሬ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሰሌ ኣብ መቐለ እዮም ዝነብሩ። ድሕሪ ብዙሕ ግዜ ኣብ መቐለ ተራኺቦም።) ገሬ፡ እሺ እሞ ትግራይ ከመይ ኣላ? ሰሌ፡ እንታይ ከይትኸውን! ገሬ፡ ከመይ ማለት ሰሌ፡ ኣይሞቓ ኣይቖራ ትግራይ ገሬ፡ እዚ ኹሉ ሓዊ ኣብ ጥቓኣ እናነደደ ተዘይሞይቕዋ እማ ጸገም ኣሎ። ሰሌ፡ ዝኣጎዶ ይስሓኖ ምበር …

Read More »