Home / ዜና / ትግራይ ንጀጋኑ ደቃ ብዘይኣፈላላይ ከተመስግን እያ፡ ሰኑይ!

ትግራይ ንጀጋኑ ደቃ ብዘይኣፈላላይ ከተመስግን እያ፡ ሰኑይ!

ዕለተ ሰኑይ ለካቲት 2011 ንትግራይ፡

– ፍሉይ ናይ ክብሪ ብዓል ኮይኑ ክውዕል
– ፍሉይ ናይ ሓድነት መደረኽ ኮይኑ ክውዕል
– ጀጋኑ ደቃ ከካብ ዘለዉዎ ተኣኻኺቦም ኣለናልኪ ክብልዋ እዮም። ንሳ ድማ እኾርዕልኩምን እሕበነልኩምን ኢላ ክብራን ኣድናቖታን ብፍሉይ ሽልማት ክትገልፀሎም እያ።

~ ሰኑይ ፍሉይ ናይ ምስጋናን ክብርን ሽልማት ካብ ዝወሃቦም ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ገሊኦም ንምጥቃስ፡ ተጋዳላይ ስዩም መስፍን፥ ተጋዳላይ ተወልደ ወልደማርያም ፥ ተጋዳላይ ስብሓት ነጋ፥ ተጋዳላይ ኣባይ ፀሃየ፥ ተጋዳላይ ፃድቃን ገብረትንሳኤ፥ ተጋዳላይ ስየ ኣብርሃ፥ ተጋዳላይ ገብሩ ኣስራት፥ ተጋዳላይ ጌታቸው ኣሰፋ፥ተጋዳላይ ኣለምሰገድ ገብረኣምላኽ፥ ተጋዳሊት ኣረጋሽ ኣዳነ፥ ተጋዳላይ ሳሞራ የኑስ፥ ተጋዳላይ ቢተው በላይ፥ ተጋዳላይ ኣበበ ተኽለሃይማኖት (ጀቤ)፥ ተጋዳላይ ሰለሞን ተስፋይ፥ ወዘተ

* እዚኦምን ካልኦት ብፆቶምን ብሓባር ኮይኖም ንህልውና፥ ድሕንነትን ረብሓን ትግራይ ብሓደ ጠጠው ከምዝበሉ ኣብ ሓደ መድረኽ ኮፍ ኢሎምን ብቓሎምን ከረጋግፁ እዮም። ዳርጋ ኩሎም ከምዝመፁ እውን ኣረጋጊፀ ኣለኹ፡ ኣብ ወፃኢን ውሽጢ ዓድን ዘለዉ ኩሎም መቐለ ይተኣኻኸቡ ኣለው።

* ብዛዕባ እቲ ምድላው ኣስፍሕ ኣቢለ ክፅሕፍ እየ።
(ነገሩ ኣይትሕሰቡ፡ ብኹለን ሚድያታት ትግራይ ብቐጥታ ክመሓላለፍ እዩ)

Check Also

ትግራይ ሃገር ምዃን ዝግብኣን ዘዋፅኣን ብሄር እያ!

ብ ግርማይ በርሀ   መእተዊ ትግራይ ብሄር ምዃና ንኣብዝሓ ትግራዋይ እንታይነት ብሄር ብውነን ብቕንዕናን ንዝርዳእ …

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *