ትግራይ ሓዱሽ ኣወዳድባ መሓውራት መንግስቲ ንምግባር መጽናዕቲ ወዲኣ

0
169

ካብ ክልል ክሳብ ጣብያ ዘለው መሓውራት መንግስቲ ሰብን ሃፍተገነትን ኣብ ግምት ዘእተወ ሓዱሽ ኣወዳድባ ንምግባር መፅናዕቲ ተወዲኡ ኣሎ።

ኣብ ትግራይ ሕቶ ወረዳና ይመለሰልና ገዛኢ ሕቶ ኮይኑ ከም ዝፅንሐ ይፍለጥ።

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here